✍️ ዘርአዳዊት ዘ-ኢትዮጵያ
ካብ ዘመነ ባርነት ክሳብ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት! እቲ ለይፈለጠ ክፈልጦ ለለዎ እዋናዊ ሓበሬታ፦
እዞም ሎሚ መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ልበሃሉ፣ መቐጸልታ እቶም ብመዋእለ ባርነት፣ ብፍላይ ልጸለምቲ ቆርበት ኣፍሪካውያን ሃም እቕሓ ብኮንተይነራት ካብ ሀገራት ኣፍሪካ ላገፈፉ፣ ሸይጦም ለዊጦም ርእሰማሎም ላኻዕብቱ ልነበሩ፣ ብስም “ይሁዳውያን“ ልፍለጡ መበቆሎም ግና አውሮጳውያን ልኾኑ፣ ብፍላይ ካብ ከባቢ ካውካውሱስ ሎሚ ቱርክይ ጆርጅያይ ኣብ ከባቢ ኤስያ ልርከባ ሃገራት ልተኣኻኸቡ እዮም። ካብ 1600 ጀሚሮም ክሳብ 1900 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ዓሌት ኣፍሪካውያን ልፍጽሙዎ ልነበሩ ኢሰብኣዊ ወፍሪ ድማ እዝዩ ለስካሕክሕ ተግብር እዩ ነይሩ። ቀንዲ ዓላማኦም ለ ምእካብ ገንዘብ እዩ። መዋእለ ባርነት ካብ 16 ክፍለ ዘመን ጀሚሩ ክሳብ 19 ክፍለ ዘመን ን 400 ዓመታት ልጸንሐ ብፍላይ ንኣፍሪካውያን ናይ ሲኦል መዋእል እዩ ነይሩ።
No comments:
Post a Comment