ዳግማዊት ባቢሎን ሀገረ አሜሪካ አብ ሀገረ ኢትዮጵያ ዝተለምክዎ ናይ ጥፍአት ትልሚ አሳኪዐ አብ ትብለሉ ጊዜ ውድቀታ ይፍልም ።
አሜሪካ አርዑት ሴራአ አብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ስለዘጠንከረቶ፣ ናይ ኢትዮጵያ ሓይሊ ብመሪሕነት ስለዝበተነቶ አብ ቅዱስ መጽሐፍ ከምእተጽሓፈ ቀዲማ ንሳ ትወድቅ ። ሐዚ አብ ኢትዮጵያ ዘሎ ናይ “ኦሮሞ ኢና፦” ዝብሉ ምንቅስቃስ ናይ አሜሪካን ምዕራብ አውሮፓን ውድቀት የስዕብ ።
አብ ኢትዮጵያ ጽኑዕ ነውጺ ከምዝሁሉ ናይ ምዕራብ አውሮፓ ሀገራት ውድቀተን ከምዝጅመር ዝተገልጸ አብ ቅዱስ መጽሐፍ እዩ ።
ምስ ኢትዮጵያ ዝተተሓሓዙ ናይ ታሪክ ኩነታት ንመልከት፦
፩፡ ናይ ኦቶማን ቱርኪ መንግስቲ ዝወደቀ አብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጥፍአት ምስ አስዐበ እዩ ።
፪፡ ናይ ፖርቹጋል መንግስቲ ዝወደቀ ናይ ኢትዮጵያ ሃይማኖት ንምቅያር ምስሞከረ እዩ ።
፫፡ ናይ ጣልያን ላዕላዋይነት ዘብቀዐ ጣልያን ንኢትዮጵያ ምስ ወረረት እዩ ።
፬፡ ናይ ኢንግሊዝ መንግስቲ ዝወደቀ ኢንግሊዝ ምስ ፈረንሳይ ብምትሕብባር ጣልያን ንኢትዮጵያ ንክወራ አሕሊፋ ድሕሪ ምሃባ እዩ ።
፭፡ ናይ ፈረንሳይ መንግስቲ ዝወደቀ ፈረንሳይ ምስ ኢንግሊዝ ብምትሕብባር ጣልያን ንኢትዮጵያ ንክወራ አሕሊፋ ድሕሪ ምሃባ እዩ ።
፮፡ ናይ ካልአይ ኩናት ዓለም መልዐሊ ምክን ያት ናይ ኢትዮጵያ አብ ትሕቲ ጣልያን ምውዳቅን ምዕራባውያን ምስ ጣልያን ብምውጋን ጥርዓን ሀገርና ኢትዮጵያ ውድቂ ብምግባሮም እዩ ። ሂትለር እዚ ብምዕዛብ መላእ አውሮፓ ብምውራር ንምቁጽጻር ተላዓዒሉ ። ምዕራብ አውሮፓውያን ናይ ሊግ ኦፍ ኔሽን ናይ ሓባር ድሕንነት ውዕሊ ብምፍራስ ንኢትዮጵያ እንትክሕድዋ ውዕሎም ንክክሕዱ ዝገበሮም ደካማነቶም እዩ ብምባል ሓይሊ ሚዛኖም ንምግምጋም ክኢሉ ። ናይ ሓይሊ መጠኖም ብምርድኡ አውሮፓ ንምውራር ተላዒሉ ። ስለዚ ናይ ካልአ ኩናት ዓለም መልዐሊት ምክንያት ኢትዮጵያ እያ ማለት እዩ ።
፯፡ መስከረም 1, 1994 ዓ/ም በዓል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ሰፕተምበር 11, 2001 ብጎርጎሮሳዊ አቆጻጽራ አብ ሀገረ አሜሪካ ዝበጸሐ ቅጽዓት አሜሪካ አብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ንዘብጸሐቶ ጥፍአት መከሓሓሲ ካብ እግዚአብሔር ዝተ አከ እዩ ። ጥፍአት ዘብጽሑ ድማ አሜሪካ ኢትዮጵያ ንምጥፋእ ዘሰልጥንዎም ናይ ዓረብ አካላት እዩም ኔሮም ። አሜሪካ አብ ልዕሊ ኢትዩጵያ ንዝፈጸመቶ ተንኮል ኢትዮጵያ ብምብብትታን መእተውን መውጽእን ዘይብላ ብምግባር ፣ ኢትዮጵያ ዝተዓጸወትን ድሕንነታ ምሕላው ዘይትክእል ሀገር ንምግባር እዩ ። ከምኡዉን ጌራ ። 361 ናይ ባሕሪ በሪ ዘለዋ ሀገረ አሜሪካ ከም ኢትዮጵያ ምንም ናይ ባሕሪ በሪ ዘይብላ ድማ ኮነት ። ምዕራባውያን ኢትዮጵያ ንምጥፋእ በተለይ ክርስትያን እዩ ኢሎም ንዝአምንዎ “ዐምሓራ” ዝብል ናይ ሚሽጥር ስም ይህብዎ ። ነዚ ድማ ይፈርሕዎን ይጸልእዎን ። ጸላኢኦም ክርስትና ሃይማኖት ተዋሕዶ እዩ ። በዚ ምክንያት እዩ ድማ ከም በዓል ሓውና ብናይ ምዕራባውያን ናይ ዲያብሎስ ፖለቲካ ፍልስፍና አዕምሩኡ ዝተዛበዐ መሓሪ ዩሓንስ ፣ አብ አጋ እርጋን አብክንዲ አብ ቁርባንን ስግዳንን ምውዓል በጽልኢት መንፈስ ነብሶም አርኪሶም ንምምርማርና ንምጥያቅን ዘይተፈጠረ ሚስኪን መንእሰይ ትግራይ ብምምራዝ አብ ልዕሊ መሰረት ኢትዮጵያ ዝኮነት ሃይማኖት ተዋሕዶ ዝዘምቱ መምሕር ገብረኪዳን ደስታ ዝመሳሰሉ እንክርዳዳት ንርኢ ዘለና ። ምዕራባውያን ኢትዮጵያ ንምጥፋእ ሰባት ብገንዘብ ሓይሊ ፣ ብምክርን ብመሳርሕን ከም በዓል ህወሓት ፣ ኦነግን ዝመሳሰሉ ናይ ፖለቲካ ድርጅታት ፈጢሮም ይንቀሳቀሱ አለዉ ። ነዚኦም ተአዘዝቲ ዳግማዊት ባቢሎን ሀገረ አሜሪካ ዝኮኑ ናይ ፖለቲካ ድርጅታት ብቋንቋ ንክትከፋፈል ካርታ ሰሪሖም ሂበሞም ። ብቋንቋ ዘይረዳዳእ ሓደ ትውልዲ ክሳብ ዝፍጠር ብገንዘብ ድጋፍን ዓመታት ህወሓት ነዚ ሴራ ፈጺማ ብዕባይ ህወሓትን ካብ ህወሓት ብዝበለጸ እሙን ናይ ሲ አይ ኤ ሓሽከር ዝኮነ ግራኝ ዐቢይ አሕመድ ተተኪአ ። ፖለቲካ ከይፈለጡ ፖለቲከኛታት ዝኮኑ አካላት ንግራኝ ዐቢይ አሕመድ ኢትዮጵያ ንምዕራባውያን አሕሊፉ ዝሽጠ እናበሉ እንትከስዎ ክትርኢ ከለካ ትግረምን ጽሕቅን ። ግራኝ ዐቢይ አሕመድ ብነፍስ ሔር መለስ ዜናዊ ጸረ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ሴራ ብሓደራ ተቀቢሉ እናፈጸመ ዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስተር እዩ ። ህወሓትን ግራኝ ዐቢይ አሕመድ ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጻት እምበር ዝተፈላለዩ አይኮኑን ። ፍልልዮም ናይ ስልጣን ጉዳይ ጥራሕ እዩ ። መኔና ብዝበለጸ ንምዕራባውያን ብተአማምነት ነገልግል ዝብል ንሕንሕ ።

No comments:
Post a Comment